መነሻ ገጽ ሀትሪክ ትግርኛ ሀትሪክ ዜና ትግርኛ| ንኣሰልጠንቲ ላዕለዋይ ሊግ ኢትዮጵያ መመሓየሺ ሞያ ዝኸውን ስልጠና ምሀብ ተጀሚሩ
ሀትሪክ ትግርኛወልዋሎየኢትዮጵያ እግር ኳስ ፌዴሬሽን

ሀትሪክ ዜና ትግርኛ| ንኣሰልጠንቲ ላዕለዋይ ሊግ ኢትዮጵያ መመሓየሺ ሞያ ዝኸውን ስልጠና ምሀብ ተጀሚሩ

አጋራ
አጋራ

 

እግሪ ኩዕሶ ፌደሬሽን ኢትዮጵያን ኢንግሊዝን ምስ ተፃወቲ ማሕበር ፕሮፌሽናል ብምትሕብባር እዩ ንአሰልጠንቲ ጋንታታት ላዕለዋይ ሊግ ኢትዮጵያ መማዕበሊ ሞያኦም ዝኸውን ስልጠና አብ ስታዲዮም አዲስ አበባ ትማሊ ጥሪ 18/2012 ምሀብ ዝጀመረ። እቲ ስልጠና ንተኸታተልቲ ሓሙተ መዓልቲ ዝውሀብ እንትኸውን። ስልጠና እናሀቡ ዝረከቡ ድማ ካብ ኢንግሊዝ ፌደሬሽን ዝተለኣኹ ባዓል ሞያታት እዮም።

 

አብ ምትሕብባር እዚ ስልጠና ዝርከቡ ልምዓት ዳይሮክትሬት ፌዴሬሽን እግሪ ኩዕሾ ኢትዮጵያ አይተ መኮነን ኩሩ ንቲ ስልጠና አመልኪቶም ዝስዕብ ርኢቶ ሂቦም አለው። እዚ ዝውሀብ ዘሎ ስልጠና ሰልጠንቲ ምስ ዘመናዊ ኩዕሶ እግሪ ዘቀራርብ ኢሉ እውን ጋንታታት ከመይ ኢለን ቀፃልነት ብዘለዎ መንገዲ ውድድረን ከምዘካይዳ ዘርኢ ብተግባርን ብክልስ ሓሳብን ዝውሀብ ስልጠና እዩ። አብዚ ስልጠና ከዓ 36 አሰልጠንቲ ክሳተፉ ትፅቢት ይግበር። ነዚ ስልጠና አብ ዝርከቡ ባዓል ሞያታት ክዓ ሚስተር ሌስ ሐው እና ሚስተር ፒተር አጉስቲ እንትኾኑ (International and Regional coaching instructors) እዮም።

አጋራ

አስተያየት ይስጡ

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

ተዛማጅ ጽሑፎች
ዜናዎችየኢትዮጵያ እግር ኳስ ፌዴሬሽን

የሚዲያ ኦፊሰሮች የአቅም ግንባታ ስልጠና በዛሬው ዕለት ተጠናቀቀ

ለፕሪምየር ሊግ እና ከፍተኛ ሊግ የኮሚኒኬሽን እና ማርኬቲንግ ስልጠና ተሰጠ የኢትዮጵያ እግር...

ኮንፌድሬሽን ካፕወልዋሎዜናዎች

የወልዋሎ እና አልሀሊ ትሪፖሊን ጨዋታ የሚመሩ ዳኞች ታውቀዋል

የማላዊ ዜግነት ያላቸው ዳኞች የወልዋሎ እና አልሀሊ ትሪፖሊን የካፍ ኮንፌድሬሽን ዋንጫ ጨዋታን...

ኮንፌድሬሽን ካፕወልዋሎዜናዎች

ወልዋሎ ከነገው ጨዋታ በፊት የመጨረሻ ልምእምዱን ሰርቷል

በካፍ ኮንፌዴሬሽን ዋንጫ ከሊቪያው አልሀሊ ትሪፖሊው የነገ ጨዋታ በፊት ወልዋሎ ልምምዱን አከናውኗል።...